ዘጸኣት 14:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 እቲ እተመልሰ ማያት ከኣ ነቶም ደድሕሪኦም ናብ ባሕሪ ዝኣተዉ ሰረገላታትን ፈረሰኛታትን ኵሉ ሰራዊት ፈርኦንን ደፈኖም።+ ካባታቶም ሓደ እኳ ኣይተረፈን።+