ዘፍጥረት 26:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 በታ ለይቲ እቲኣ ድማ፡ የሆዋ ተራእዮ እሞ፡ “ኣነ ኣምላኽ ኣቦኻ ኣብርሃም እየ።+ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ፣+ ምእንቲ ጊልያይ ኣብርሃም ኢለ ድማ ክባርኸካን ንዘርእኻ ኸብዝሖን እየ” በሎ።+
24 በታ ለይቲ እቲኣ ድማ፡ የሆዋ ተራእዮ እሞ፡ “ኣነ ኣምላኽ ኣቦኻ ኣብርሃም እየ።+ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ፣+ ምእንቲ ጊልያይ ኣብርሃም ኢለ ድማ ክባርኸካን ንዘርእኻ ኸብዝሖን እየ” በሎ።+