ዘፍጥረት 17:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ኣምላኽ ከኣ ከምዚ በሎ፦ “ሰበይትኻ ሳራ ብርግጽ ወዲ ኽትወልደልካ እያ፣ ስሙ ድማ ይስሃቅ* ኣውጽኣሉ።+ ኪዳነይ ከኣ ምስኡ፡ ብድሕሪኡ እውን ምስ ዘርኡ ናይ ዘለኣለም ኪዳን ከቕውም እየ።+ መዝሙር 105:9-11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እወ፡ ነቲ ንኣብርሃም ዝኣተወሉ ኺዳን፡+ነቲ ንይስሃቅ ዝመሓለሉ ማሕላ ይዝክሮ።+ 10 ነዚ ንያእቆብ ስርዓት፡ንእስራኤል ድማ ናይ ሓዋሩ ኺዳን ገይሩ ኣቘመሉ፡11 ከምዚ ኢሉ፦ “ብጽሒት ርስትኹም ክትከውን፡+ምድሪ ከነኣን ክህበካ እየ።”+
19 ኣምላኽ ከኣ ከምዚ በሎ፦ “ሰበይትኻ ሳራ ብርግጽ ወዲ ኽትወልደልካ እያ፣ ስሙ ድማ ይስሃቅ* ኣውጽኣሉ።+ ኪዳነይ ከኣ ምስኡ፡ ብድሕሪኡ እውን ምስ ዘርኡ ናይ ዘለኣለም ኪዳን ከቕውም እየ።+
9 እወ፡ ነቲ ንኣብርሃም ዝኣተወሉ ኺዳን፡+ነቲ ንይስሃቅ ዝመሓለሉ ማሕላ ይዝክሮ።+ 10 ነዚ ንያእቆብ ስርዓት፡ንእስራኤል ድማ ናይ ሓዋሩ ኺዳን ገይሩ ኣቘመሉ፡11 ከምዚ ኢሉ፦ “ብጽሒት ርስትኹም ክትከውን፡+ምድሪ ከነኣን ክህበካ እየ።”+