ዘሁልቍ 14:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ካብቶም ክብረይን ኣብ ግብጽን ኣብ በረኻን ዝገበርክዎ ትእምርትታተይን+ ርእዮም ክነሶም፡ ዓሰርተ ሳዕ ዝፈተኑኒ፡+ ቃለይ እውን ዘይሰምዑ ሰባት ግና፡+ ሓደ እኳ መዝሙር 78:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ዝሃረፍዎ ምግቢ* ብምሕታት፡ብልቦም ንኣምላኽ ፈተንዎ።+ መዝሙር 78:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ከመይሲ፡ ብኣምላኽ ኣይኣመኑን፣+ኬድሕኖም ከም ዚኽእል እውን ብእኡ ኣይተኣመኑን።* መዝሙር 106:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣብ በረኻ ብህርፋኖም ተሰነፉ፣+ኣብ ምድረ በዳ ድማ ንኣምላኽ ፈተንዎ።+
22 ካብቶም ክብረይን ኣብ ግብጽን ኣብ በረኻን ዝገበርክዎ ትእምርትታተይን+ ርእዮም ክነሶም፡ ዓሰርተ ሳዕ ዝፈተኑኒ፡+ ቃለይ እውን ዘይሰምዑ ሰባት ግና፡+ ሓደ እኳ