ዘሁልቍ 11:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እቲ ኣብ ማእከሎም ዝነበረ ሕውስዋስ ህዝቢ*+ ኸኣ ህርፋኑ ገለጸ፣+ እስራኤላውያን እውን ከምዚ እናበሉ መሊሶም በኸዩ፦ “እንበልዖ ስጋ መን ኪህበና እዩ፧+ ዘዳግም 9:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 “ኣብ ታብዔራህን+ ኣብ ማሳን+ ኣብ ቂብሮት-ሃታኣባን+ እውን ንየሆዋ ኣቘጣዕኩምዎ። 1 ቈረንቶስ 10:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እዚ ኸኣ፡ ከምቲ ንሳቶም እተመነይዎ፡ ንሕና እውን እከይ ምእንቲ ኸይንምነ፡ መለበሚ ዀይኑና ኣሎ።+