ግብሪ ሃዋርያት 7:38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 ንሱ እዩ ኣብ በረኻ ኣብ መንጎ እቲ ጉባኤ ምስቲ ኣብ ከረን ሲና እተዛረቦ+ መልኣኽን+ ምስ ኣቦታትናን ዝነበረ፣ ንዓና ምእንቲ ኺህበና ኸኣ ህያው ዝዀነ ቕዱስ ቃል ተቐበለ።+
38 ንሱ እዩ ኣብ በረኻ ኣብ መንጎ እቲ ጉባኤ ምስቲ ኣብ ከረን ሲና እተዛረቦ+ መልኣኽን+ ምስ ኣቦታትናን ዝነበረ፣ ንዓና ምእንቲ ኺህበና ኸኣ ህያው ዝዀነ ቕዱስ ቃል ተቐበለ።+