-
ዘጸኣት 19:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 ሽዑ፡ ሙሴ ናብቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ደየበ፣ የሆዋ ኸኣ ካብቲ ኸረን+ ጸውዖ እሞ ኸምዚ በሎ፦ “ንቤት ያእቆብ ከምዚ በሎም፡ ንእስራኤላውያን ከኣ ንገሮም፦
-
-
ዘዳግም 5:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ኵሉ እቲ የሆዋ ኣምላኽና ዚብሎ ኽትሰምዕ ንስኻ ባዕልኻ ቕረብ፣ ኵሉ እቲ የሆዋ ኣምላኽና ዚብለካ ድማ ትነግረና፡ ንሕና እውን ክንሰምዖን ክንገብሮን ኢና።’+
-