ዘዳግም 16:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ፍትሒ ኣይተቕንን፡+ ኣይተዳሉ፡+ ወይ ጉቦ ኣይትቀበል፣ ጉቦስ ኣዒንቲ ጥበበኛታት የዕውር፡+ ዘረባ ጻድቃን ድማ የቕንን እዩ። 2 ዜና መዋእል 19:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እምበኣር፡ ፍርሃት የሆዋ ኣባኻትኩም ይኹን።+ ኣብ የሆዋ ኣምላኽናስ ዓመጻን*+ ኣድልዎን+ ምውሳድ ጉቦን የልቦን+ እሞ፡ ብእትገብርዎ ተጠንቀቑ።”