ዘዳግም 14:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 “ሕሉቕ ዘበለ ኣይትብልዑ።+ ኣብ ውሽጢ ኸተማታትካ* ንዘሎ ጓና ሃቦ፡ ንሱ ይብልዓዮ፡ ወይ ንጓና ይሸየጥ። ከመይሲ፡ ንስኻ ንየሆዋ ኣምላኽካ ቕዱስ ህዝቢ ኢኻ። “ንማሕስእ ብጸባ ኣዲኡ ኣይተብስሎ።+ ምሳሌ 12:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ጻድቕ ንእንስሳኡ ይከናኸኖ፣*+እኩያት ግና ምሕረቶም እኳ ጨካን እዩ።
21 “ሕሉቕ ዘበለ ኣይትብልዑ።+ ኣብ ውሽጢ ኸተማታትካ* ንዘሎ ጓና ሃቦ፡ ንሱ ይብልዓዮ፡ ወይ ንጓና ይሸየጥ። ከመይሲ፡ ንስኻ ንየሆዋ ኣምላኽካ ቕዱስ ህዝቢ ኢኻ። “ንማሕስእ ብጸባ ኣዲኡ ኣይተብስሎ።+