ዘዳግም 7:23, 24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 የሆዋ ኣምላኽካ ኣሕሊፉ ኺህበካ፡ ክሳዕ ዚጠፍኡ ድማ ፈጺሙ ኺስዕሮም እዩ።+ 24 ነገስታቶም ኣብ ኢድካ ኺህበካ እዩ፣+ ንስኻ ኸኣ ስማቶም ካብ ትሕቲ ሰማያት ከተጥፍእ ኢኻ።+ ክሳዕ እተጽንቶም፡+ ኪቃወመካ ዚኽእል የልቦን።+
23 የሆዋ ኣምላኽካ ኣሕሊፉ ኺህበካ፡ ክሳዕ ዚጠፍኡ ድማ ፈጺሙ ኺስዕሮም እዩ።+ 24 ነገስታቶም ኣብ ኢድካ ኺህበካ እዩ፣+ ንስኻ ኸኣ ስማቶም ካብ ትሕቲ ሰማያት ከተጥፍእ ኢኻ።+ ክሳዕ እተጽንቶም፡+ ኪቃወመካ ዚኽእል የልቦን።+