-
መሳፍንቲ 20:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ድሕርዚ፡ በተን መዓልትታት እቲአን ታቦት ኪዳን እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣብኡ ነበረ እሞ፡ ሰብ እስራኤል ንየሆዋ ሓተትዎ።+
-
-
መዝሙር 80:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
80 ኦ ጓሳ እስራኤል፡
ኣታ ንዮሴፍ ከም መጓሰ እትመርሖ፡ ጽን በል።+
-