ዘሌዋውያን 10:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ናዳብን ኣቢሁን፡ ደቂ ኣሮን፡+ ነናቶም መትሓዝ ሓዊ ወሲዶም፡ ሓዊ ገበሩሉ፣ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ዕጣን+ ኣንበሩሉ። ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኸኣ፡ ንሱ ዘይኣዘዞም ዘይተፈቕደ ሓዊ ኣቕረቡ።+ ዘሁልቍ 26:61 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 61 ናዳብን ኣቢሁን ግና ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዘይተፈቕደ ሓዊ ብምቕራቦም ሞቱ።+
10 ናዳብን ኣቢሁን፡ ደቂ ኣሮን፡+ ነናቶም መትሓዝ ሓዊ ወሲዶም፡ ሓዊ ገበሩሉ፣ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ዕጣን+ ኣንበሩሉ። ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኸኣ፡ ንሱ ዘይኣዘዞም ዘይተፈቕደ ሓዊ ኣቕረቡ።+