ዘጸኣት 6:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ኣሮን ድማ ንኤሊሼባ ጓል ኣሚናዳብ ሓብቲ ነኣሶን፡+ ሰበይቱ ኽትኰኖ ወሰዳ። ንሳ ኸኣ ንናዳብን ንኣቢሁን ንኣልኣዛርን ንኢታማርን ወለደትሉ።+ 1 ዜና መዋእል 24:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ናዳብን ኣቢሁን ግና ቅድሚ ኣቦኦም ሞቱ፣+ ኣወዳት ከኣ ኣይነበርዎምን። ኣልኣዛርን+ ኢታማርን ግና ካህናት ኰይኖም የገልግሉ ነበሩ።