ዘጸኣት 6:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ከምቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ተረኣኽዎም፣+ ብስመይ የሆዋ+ ግና ኣይተፈለጥኩሎምን።+ ዘጸኣት 33:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ንሱ ግና፡ “ኵሉ ሕያውነተይ* ኣብ ቅድሚ ገጽካ ኸሕልፍ እየ፣ ስም የሆዋ ድማ ኣብ ቅድሜኻ ኽእውጅ እየ።+ ነቲ ሞገስ ዘርእዮ፡ ሞገስ ከርእዮ እየ፡ ነቲ ዝምሕሮ ድማ፡ ክምሕሮ እየ”+ በለ።
19 ንሱ ግና፡ “ኵሉ ሕያውነተይ* ኣብ ቅድሚ ገጽካ ኸሕልፍ እየ፣ ስም የሆዋ ድማ ኣብ ቅድሜኻ ኽእውጅ እየ።+ ነቲ ሞገስ ዘርእዮ፡ ሞገስ ከርእዮ እየ፡ ነቲ ዝምሕሮ ድማ፡ ክምሕሮ እየ”+ በለ።