ዘጸኣት 26:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 “ኣብ ልዕሊ እቲ ማሕደር ዚድረብ ዓለባታት ድማ ካብ ጸጕሪ ጤል+ ግበር። 11 ዓለባ ድንኳን ግበር።+ ዘጸኣት 36:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኵሎም እቶም ክኢላታት+ ከኣ ነቲ ማሕደር፡+ ተፋሒሱ ኻብ እተገብረ ቕጭን በፍታን ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ካብ ዝሕብሩ ጸምርን ካብ ውጹእ ቀይሕ ፈትልን ብእተዳለወ ዓሰርተ ዓለባ ድንኳን ገበርዎ። ንሱ* ኸኣ ኪሩቤል እተጠልፉሉ ገይሩ ገበሮ።+
8 ኵሎም እቶም ክኢላታት+ ከኣ ነቲ ማሕደር፡+ ተፋሒሱ ኻብ እተገብረ ቕጭን በፍታን ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ካብ ዝሕብሩ ጸምርን ካብ ውጹእ ቀይሕ ፈትልን ብእተዳለወ ዓሰርተ ዓለባ ድንኳን ገበርዎ። ንሱ* ኸኣ ኪሩቤል እተጠልፉሉ ገይሩ ገበሮ።+