-
2 ዜና መዋእል 7:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 ሓዊ ኺወርድ ከሎን ክብሪ የሆዋ ኣብ ልዕሊ እታ ቤት ከሎን፡ ኵሎም ህዝቢ እስራኤል ይርእዩ ነበሩ፣ ብገጾም ናብቲ እምኒ እተነጽፎ ምድሪ ፍግም ኢሎም ሰጊዶም፡ “ንሱ ሕያዋይ* እዩ እሞ፡ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ” ኢሎም ንየሆዋ ኣመስገንዎ።
-