ዘጸኣት 28:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 “እቲ ዚገብርዎ ኽዳውንቲ ድማ እዚ እዩ፦ ልብሲ ኣፍ ልቢ፡+ ኤፎድ፡+ እጅገ ዘይብሉ ቐምሽ ላዕሊ፡+ ሰንጠረጃዊ ወለል ዚብል ክዳን፡ መጠምጠምያ፡+ ቅናት።+ ካህነይ ምእንቲ ኪኸውን፡ ነዚ ቕዱስ ክዳውንቲ እዚ ንሓውካ ኣሮንን ንደቁን ይግበሩሎም።
4 “እቲ ዚገብርዎ ኽዳውንቲ ድማ እዚ እዩ፦ ልብሲ ኣፍ ልቢ፡+ ኤፎድ፡+ እጅገ ዘይብሉ ቐምሽ ላዕሊ፡+ ሰንጠረጃዊ ወለል ዚብል ክዳን፡ መጠምጠምያ፡+ ቅናት።+ ካህነይ ምእንቲ ኪኸውን፡ ነዚ ቕዱስ ክዳውንቲ እዚ ንሓውካ ኣሮንን ንደቁን ይግበሩሎም።