ዘጸኣት 6:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ህዝበይ ክትኰኑ ድማ ክወስደኩም እየ፣ ኣነ ኸኣ ኣምላኽኩም ክኸውን እየ።+ ኣነ ኻብ ትሕቲ ብርቱዕ ሽቕለት* ግብጺ ዘውጽኣኩም የሆዋ ኣምላኽኩም ምዃነይ ድማ ብርግጽ ክትፈልጡ ኢኹም። ዘሌዋውያን 11:45 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 45 ኣምላኽኩም ክኸውን ኢለ ኻብ ምድሪ ግብጺ መሪሐ ዘደይበኩም ዘለኹስ ኣነ የሆዋ እየ፣+ ኣነ ቕዱስ እየ እሞ፡+ ቅዱሳት ኩኑ።+
7 ህዝበይ ክትኰኑ ድማ ክወስደኩም እየ፣ ኣነ ኸኣ ኣምላኽኩም ክኸውን እየ።+ ኣነ ኻብ ትሕቲ ብርቱዕ ሽቕለት* ግብጺ ዘውጽኣኩም የሆዋ ኣምላኽኩም ምዃነይ ድማ ብርግጽ ክትፈልጡ ኢኹም።