-
1 ዜና መዋእል 29:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ንየሆዋ ብምሉእ ልቢ መስዋእቲ ፍታው ስለ ዝሃብዎ፡+ እቲ ህዝቢ በቲ ዝሃብዎ መስዋእቲ ፍታው ተሓጐሰ፣ ንጉስ ዳዊት እውን ዓብዪ ሓጐስ ተሓጐሰ።
-
-
2 ዜና መዋእል 35:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 መሳፍንቱ እውን ነቲ ህዝብን ነቶም ካህናትን ነቶም ሌዋውያንን፡ መስዋእቲ ፍታው ዚኸውን ሃብዎም። ሒልቅያን+ ዘካርያስን የሒኤልን እቶም መራሕቲ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከኣ፡ ነቶም ካህናት 2,600 መስዋእቲ ፋስጋን 300 ከብትን ሃብዎም።
-