መዝሙር 67:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ምድሪ ፍሪኣ ኽትህብ እያ፣+ኣምላኽ፡ ኣምላኽና፡ ኪባርኸና እዩ።+ መዝሙር 85:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እወ፡ የሆዋ ጽቡቕ ዘበለ ኺህበና እዩ፣+ምድርና ኸኣ ፍሪኣ ኽትህብ እያ።+