መዝሙር
ንኣላዪ፣ ብበገና ዚስነ። መዝሙር። ማህሌት።
67 ኣምላኽ ሞገስ ኬርእየናን ኪባርኸናን እዩ፣
ገጹ ኼብርሃልና እዩ፣+ (ሴላ)
3 ኦ ኣምላኽ፡ ህዝብታት ይወድሱኻ፣
ኵሎም ህዝብታት ይወድሱኻ።
ንኣህዛብ ምድሪ ኽትመርሖም ኢኻ። (ሴላ)
5 ኦ ኣምላኽ፡ ህዝብታት ይወድሱኻ፣
ኵሎም ህዝብታት ይወድሱኻ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።
ንኣላዪ፣ ብበገና ዚስነ። መዝሙር። ማህሌት።
67 ኣምላኽ ሞገስ ኬርእየናን ኪባርኸናን እዩ፣
ገጹ ኼብርሃልና እዩ፣+ (ሴላ)
3 ኦ ኣምላኽ፡ ህዝብታት ይወድሱኻ፣
ኵሎም ህዝብታት ይወድሱኻ።
ንኣህዛብ ምድሪ ኽትመርሖም ኢኻ። (ሴላ)
5 ኦ ኣምላኽ፡ ህዝብታት ይወድሱኻ፣
ኵሎም ህዝብታት ይወድሱኻ።