-
ኤርምያስ 42:17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 ኵሎም እቶም ኣብኣ ኺነብሩ ናብ ግብጺ ኪኸዱ ዝቘረጹ ሰባት ከኣ፡ ብሰይፍን ብጥሜትን ብለበዳን* ኪሞቱ እዮም። ካብቲ ኣነ ዘውርደሎም መዓትሲ ሓደ እኳ ኣይኪተርፍን ወይ ኣይኬምልጥን እዩ።”’