ዘዳግም 28:62 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 62 ድምጺ የሆዋ ኣምላኽካ ስለ ዘይሰማዕካ፡ ከም ከዋኽብቲ ሰማያት ዝምብዛሕኩም እኳ እንተ ነበርኩም፡+ ብቝጽሪ ኣመና ሒደት ክትተርፉ ኢኹም።+