ዘሁልቍ 1:53 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 53 ሌዋውያን ከኣ፡ ኣብ ልዕሊ ኣኼባ እስራኤላውያን ቍጥዓ ምእንቲ ኸይልዓል፡ ኣብ ዙርያ ማሕደር ምስክር ይስፈሩ።+ ሌዋውያን ድማ ነቲ ማሕደር ምስክር ዘለዎም ሓላፍነት ይሰከሙ።”*+ ዘሁልቍ 18:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣብ ልዕሊ እቲ ህዝቢ ተወሳኺ ቝጥዓ ምእንቲ ኸይመጽእ፡+ ነቲ መቕደስን+ ነቲ መሰውእን+ ዘሎኩም ሓላፍነት ፈጽሙ። 1 ሳሙኤል 6:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ግናኸ፡ ሰብ ቤት-ሸመሽ ናብ ታቦት የሆዋ ስለ ዝጠመቱ፡ ኣምላኽ ወቕዖም። ካብቲ ህዝቢ 50,070* ቀተለ፣ የሆዋ ነቲ ህዝቢ ወቒዑ ብዙሓት ስለ ዝቐተለ ድማ፡ እቲ ህዝቢ ሓዘነ።+
53 ሌዋውያን ከኣ፡ ኣብ ልዕሊ ኣኼባ እስራኤላውያን ቍጥዓ ምእንቲ ኸይልዓል፡ ኣብ ዙርያ ማሕደር ምስክር ይስፈሩ።+ ሌዋውያን ድማ ነቲ ማሕደር ምስክር ዘለዎም ሓላፍነት ይሰከሙ።”*+
19 ግናኸ፡ ሰብ ቤት-ሸመሽ ናብ ታቦት የሆዋ ስለ ዝጠመቱ፡ ኣምላኽ ወቕዖም። ካብቲ ህዝቢ 50,070* ቀተለ፣ የሆዋ ነቲ ህዝቢ ወቒዑ ብዙሓት ስለ ዝቐተለ ድማ፡ እቲ ህዝቢ ሓዘነ።+