ዘሁልቍ 8:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ህዝቢ እስራኤል ናብቲ መቕደስ ብምቕራቦም ናብ እስራኤላውያን መዓት ምእንቲ ኸይወርድ፡+ ሌዋውያን ኣብ ክንዲ እስራኤላውያን ኣብ ድንኳን ምርኻብ ኬገልግሉን+ ንእስራኤላውያን ኬተዓርቑን፡ ካብ እስራኤላውያን ንኣሮንን ንደቁን ከም ውህበት ክህቦም እየ።” ዘሁልቍ 18:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣብ ልዕሊ እቲ ህዝቢ ተወሳኺ ቝጥዓ ምእንቲ ኸይመጽእ፡+ ነቲ መቕደስን+ ነቲ መሰውእን+ ዘሎኩም ሓላፍነት ፈጽሙ።
19 ህዝቢ እስራኤል ናብቲ መቕደስ ብምቕራቦም ናብ እስራኤላውያን መዓት ምእንቲ ኸይወርድ፡+ ሌዋውያን ኣብ ክንዲ እስራኤላውያን ኣብ ድንኳን ምርኻብ ኬገልግሉን+ ንእስራኤላውያን ኬተዓርቑን፡ ካብ እስራኤላውያን ንኣሮንን ንደቁን ከም ውህበት ክህቦም እየ።”