ዘጸኣት 16:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እስራኤላውያን ከኣ፡ “ኣብ ምድሪ ግብጺ፡ ኣብ ጥቓ ቝራዕ ስጋ ኾፍ ኢልና እንጌራ ኽሳዕ እንጸግብ ክንበልዕ ከለና፡ ብኢድ የሆዋ እንተ ንመውት መን ምሃበ፧+ ሕጂ፡ ነዚ ዅሉ ጉባኤ ብጥሜት ክትቀትሉ ናብዚ በረኻ ኣውጺእኩምና” ይብልዎም ነበሩ።+
3 እስራኤላውያን ከኣ፡ “ኣብ ምድሪ ግብጺ፡ ኣብ ጥቓ ቝራዕ ስጋ ኾፍ ኢልና እንጌራ ኽሳዕ እንጸግብ ክንበልዕ ከለና፡ ብኢድ የሆዋ እንተ ንመውት መን ምሃበ፧+ ሕጂ፡ ነዚ ዅሉ ጉባኤ ብጥሜት ክትቀትሉ ናብዚ በረኻ ኣውጺእኩምና” ይብልዎም ነበሩ።+