ዘጸኣት 34:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “ኦ የሆዋ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ሞገስ እንተ ረኺበስ፡ ተሪር* ህዝቢ+ እኳ እንተ ዀንና፡ በጃኻ የሆዋ ምሳና ኣብ ማእከልና ኺድ፣+ ስሕተትናን ሓጢኣትናን ድማ ይቕረ በለልና፡+ ርስትኻ ጌርካ እውን ተቐበለና” ኸኣ በለ። መዝሙር 78:38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 ንሱ ግና ይምሕሮም ነበረ፣+ስሕተቶም ይሓድገሎም* ነበረ፡ ኣየጥፍኦምን እውን።+ ንዅሉ ነድሩ ኣብ ክንዲ ዜለዓዕሎ፡ንቝጥዓኡ ብዙሕ ሳዕ ገትኦ።+
9 “ኦ የሆዋ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ሞገስ እንተ ረኺበስ፡ ተሪር* ህዝቢ+ እኳ እንተ ዀንና፡ በጃኻ የሆዋ ምሳና ኣብ ማእከልና ኺድ፣+ ስሕተትናን ሓጢኣትናን ድማ ይቕረ በለልና፡+ ርስትኻ ጌርካ እውን ተቐበለና” ኸኣ በለ።