-
ዘሌዋውያን 23:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 “‘እተን ብምዱብ ግዜኡ እትእውጅወን በዓላት የሆዋ፡ ማለት ቅዱሳት ኣኼባታት እዚኣተን እየን፦
-
-
ዘሁልቍ 28:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 “‘ኣብታ ቐዳመይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 14 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ፋስጋ የሆዋ ይኹን።+
-
-
ዘዳግም 16:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 “ካብ ዓውድኻን ካብ መጽመቝ ዘይትኻን ካብ መጽመቝ ወይንኻን ምስ ኣከብካ፡ ሸውዓተ መዓልቲ በዓል ዳስ+ ኣብዕል።
-