-
ዘሁልቍ 11:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 እቶም ህዝቢ ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምሪሮም ኣጕረምረሙ። የሆዋ ነዚ ምስ ሰምዐ፡ ቍጥዓኡ ነደደ፣ ካብ የሆዋ ዝወጸ ሓዊ ኸኣ ኣባታቶም ተባርዐ እሞ፡ ገለ ኻብቶም ኣብ ወሰን ሰፈር ዝነበሩ በልዐ።