ዘጸኣት 23:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 “እቲ ዝበለጸ በዅሪ ፍረ ምድርኻ ናብ ቤት የሆዋ ኣምላኽካ ኣምጽእ።+ “ንማሕስእ ብጸባ ኣዲኡ ኣይተብስሎ።+