1 ሳሙኤል 12:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሽዑ፡ ንሳቶም፡ ‘ንየሆዋ ሓዲግናስ ንበዓላትን+ ንምስልታት ኣሽቶረትን ኣገልጊልና ኢና እሞ፡+ በዲልና ኢና፣+ ሕጂ ድማ ምእንቲ ኸነገልግለካ፡ ካብ ኢድ ጸላእትና ኣናግፈና’ ኢሎም ናብ የሆዋ ተማህለሉ።+ 1 ሳሙኤል 12:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 እቶም ዘይጠቕሙን+ ዘየናግፉን ከንቱታት፡ ከንቱ ስለ ዝዀኑ፡+ ንዓታቶም ንምስዓብ ኣይተላግሱ።
10 ሽዑ፡ ንሳቶም፡ ‘ንየሆዋ ሓዲግናስ ንበዓላትን+ ንምስልታት ኣሽቶረትን ኣገልጊልና ኢና እሞ፡+ በዲልና ኢና፣+ ሕጂ ድማ ምእንቲ ኸነገልግለካ፡ ካብ ኢድ ጸላእትና ኣናግፈና’ ኢሎም ናብ የሆዋ ተማህለሉ።+