ዘፍጥረት 49:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 “ኣታ ይሁዳ፡+ ኣሕዋትካ ኺውድሱኻ እዮም።+ ኢድካ ኣብ ክሳድ ጸላእትኻ ኽትከውን እያ።+ ደቂ ኣቦኻ ኺሰግዱልካ እዮም።+ 1 ዜና መዋእል 5:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ይሁዳ+ ኻብ ኣሕዋቱ እኳ እንተ በለጸ፡ መራሒ እውን ካብኡ እኳ እንተ መጸ፡+ ብዅርና ግና ናይ ዮሴፍ ኰነ።