እያሱ 10:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 እያሱ ድማ፡ “ኣይትፍርሁ፡ ወይ ኣይትሸበሩ።+ የሆዋ ንዅሎም እቶም እትዋግእዎም ጸላእትኹም ከምኡ ኺገብሮም እዩ እሞ፡ ትብዑን በርትዑን” በሎም።+