ዘዳግም 12:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 እዚ ኣነ ዝእዝዘኩም ዘለኹ ዅሉ ቓል ተጠንቂቕኩም ግበርዎ።+ ኣብኡ ኣይትወስኹ፡ ካብኡ እውን ኣይትነክዩ።+ ምሳሌ 30:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኵሉ ቓል ኣምላኽ ጽሩይ እዩ።+ ንሱ ነቶም ኣብኡ ዚምዕቈቡ ዋልታኦም እዩ።+ 6 ኣብ ቃላቱ ሓንቲ እኳ ኣይትወስኽ፣+እንተ ዘይኰነስ ንሱ ኺገንሓካ፡ንስኻ እውን ሓሳዊ ዄንካ ኽትርከብ ኢኻ። ራእይ 22:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “ቃል ትንቢት እዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ንዚሰምዑ ዘበሉ እምስክረሎም ኣለኹ፦ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሲኹ፡+ ኣምላኽ ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ተጻሒፉ ዘሎ መዓታት ኪውስኸሉ እዩ፣+ 19 ሓደ እኳ ኻብ ቃል እዚ ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ዘሎ ትንቢት እዚ እንተ ኣጕዲሉ፡ ኣምላኽ ካብተን ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ተጻሒፈን ዘለዋ ኣእዋም ህይወትን+ ቅድስቲ ኸተማን+ ግዲኡ ኼጕድለሉ እዩ።
5 ኵሉ ቓል ኣምላኽ ጽሩይ እዩ።+ ንሱ ነቶም ኣብኡ ዚምዕቈቡ ዋልታኦም እዩ።+ 6 ኣብ ቃላቱ ሓንቲ እኳ ኣይትወስኽ፣+እንተ ዘይኰነስ ንሱ ኺገንሓካ፡ንስኻ እውን ሓሳዊ ዄንካ ኽትርከብ ኢኻ።
18 “ቃል ትንቢት እዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ንዚሰምዑ ዘበሉ እምስክረሎም ኣለኹ፦ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሲኹ፡+ ኣምላኽ ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ተጻሒፉ ዘሎ መዓታት ኪውስኸሉ እዩ፣+ 19 ሓደ እኳ ኻብ ቃል እዚ ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ዘሎ ትንቢት እዚ እንተ ኣጕዲሉ፡ ኣምላኽ ካብተን ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ተጻሒፈን ዘለዋ ኣእዋም ህይወትን+ ቅድስቲ ኸተማን+ ግዲኡ ኼጕድለሉ እዩ።