ዘዳግም 10:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ኣቦታትካ 70 ሰባት* ከለዉ፡ ናብ ግብጺ ወረዱ፣+ ሕጂ ኸኣ የሆዋ ኣምላኽካ ኸም ከዋኽብቲ ሰማያት ኣብዚሑካ ኣሎ።+