-
ዘጸኣት 19:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ፡ “ክዛረበካ ኸለኹ፡ እቶም ህዝቢ ምእንቲ ኺሰምዑ፡ ንሓዋሩ ድማ ብኣኻ እውን ምእንቲ ኺኣምኑስ፡ እንሆ፡ ኣነ ብጸሊም ደበና ኽመጸካ እየ” በሎ። ሙሴ ኸኣ ዘረባ እቶም ህዝቢ ንየሆዋ ነገሮ።