ነህምያ 13:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ኣብ ይሁዳ ብሰንበት መጽመቝ ወይኒ ኺረግጹ፡+ እኽሊ ኣምጺኦም ኣብ ኣእዱግ ኪጽዕኑ፡ ወይንን ፍረ ወይንን በለስን ኵሉ ዓይነት ጽዕነትን ከኣ ብመዓልቲ ሰንበት ናብ የሩሳሌም ኬምጽኡ ረኣኹ።+ ስለዚ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ምግቢ ኸይሸጡ ኣጠንቀቕክዎም።*
15 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ኣብ ይሁዳ ብሰንበት መጽመቝ ወይኒ ኺረግጹ፡+ እኽሊ ኣምጺኦም ኣብ ኣእዱግ ኪጽዕኑ፡ ወይንን ፍረ ወይንን በለስን ኵሉ ዓይነት ጽዕነትን ከኣ ብመዓልቲ ሰንበት ናብ የሩሳሌም ኬምጽኡ ረኣኹ።+ ስለዚ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ምግቢ ኸይሸጡ ኣጠንቀቕክዎም።*