ኤርምያስ 17:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ርእስኹም* ሓልዉ፡ ብመዓልቲ ሰንበት ድማ ጾር ዘበለ ኣይትጹሩ፡ ወይ ብኣፍ ደገታት የሩሳሌም ኣይተእትዉ።+ ኤርምያስ 17:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 “‘“ግናኸ፡ ንመዓልቲ ሰንበት ክትቅድሱን ጾር ከይትጾሩን ብመዓልቲ ሰንበት ብኣፍ ደገታት የሩሳሌም ከይተእትዉን እንተ ዘይተኣዚዝኩምኒ፡ ንኣፍ ደገታታ ብሓዊ ኸንድዶ እየ፣ ንሱ ድማ ንእተዓርደ ግምብታት የሩሳሌም ብርግጽ ኪበልዖ እዩ፡+ ኣይኪጠፍእን እውን እዩ።”’”+
27 “‘“ግናኸ፡ ንመዓልቲ ሰንበት ክትቅድሱን ጾር ከይትጾሩን ብመዓልቲ ሰንበት ብኣፍ ደገታት የሩሳሌም ከይተእትዉን እንተ ዘይተኣዚዝኩምኒ፡ ንኣፍ ደገታታ ብሓዊ ኸንድዶ እየ፣ ንሱ ድማ ንእተዓርደ ግምብታት የሩሳሌም ብርግጽ ኪበልዖ እዩ፡+ ኣይኪጠፍእን እውን እዩ።”’”+