ዘዳግም 1:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 “ኣነ ድማ ከምዚ በልኩኹም፦ ‘ኣይትሸበሩ፡ ኣይትፍርህዎም እውን።+ ዘዳግም 31:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ትብዑን በርትዑን።+ ምሳኻ ዚኸይድ ዘሎ የሆዋ ኣምላኽካ እዩ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ወይ ኣብ ቅድሚኦም ኣይትሸበር።+ ኣይኪጥንጥነካን፡ ኣይኪሓድገካን እውን እዩ።”+ መዝሙር 27:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 የሆዋ ብርሃነይን+ ድሕነተይን እዩ። ካብ መን እየ ዝፈርህ፧+ የሆዋ ዕርዲ ህይወተይ እዩ።+ ካብ መንከ እየ ዝርዕድ፧ ኢሳይያስ 41:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ።+ ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትጨነቕ።+ ከጽንዓካ፡ እወ፡ ክረድኣካ፡+ብናይ ጽድቂ የማነይቲ ኢደይ እውን ክሕዘካ እየ።’
6 ትብዑን በርትዑን።+ ምሳኻ ዚኸይድ ዘሎ የሆዋ ኣምላኽካ እዩ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ወይ ኣብ ቅድሚኦም ኣይትሸበር።+ ኣይኪጥንጥነካን፡ ኣይኪሓድገካን እውን እዩ።”+