ዘዳግም 33:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ካብ ጥንቲ፡ ኣምላኽ መዕቈቢ እዩ፡+ዘለኣለማውያን ቀላጽሙ ኣብ ትሕቴኻ እየን።+ ንጸላኢ ኻብ ቅድሜኻ ኺሰጕጎ፡+‘ኣጥፍኣዮም!’ ከኣ ኪብል እዩ።+ መዝሙር 115:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኦ እስራኤል፡ ብየሆዋ ተኣመን፣*+—ንሱ ረድኤቶምን ዋልታኦምን እዩ።+