ዘጸኣት 3:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ኣነ ኣምላኽ ኣቦኻ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን+ ኣምላኽ ይስሃቅን+ ኣምላኽ ያእቆብን+ እየ” ድማ በሎ። ሽዑ፡ ሙሴ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከይጥምት ስለ ዝፈርሀ፡ ገጹ ኸወለ። ዘጸኣት 6:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ናብታ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ዝመሓልኩሎም* ምድሪ ኸእትወኩም እየ፣ ንዓኻትኩም ድማ ርስቲ ገይረ ኽህበኩም እየ።+ ኣነ የሆዋ እየ።’”+ ዘዳግም 9:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ብጽድቅኻ ወይ ብቕንዕና ልብኻ ኣይኰንካን ንምድሮም ክትርስተያ እትኣትዋ ዘለኻ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ብሰንኪ እከይ እዞም ኣህዛብ እዚኦምን+ እቲ የሆዋ ንኣቦታትካ ኣብርሃምን+ ይስሃቅን+ ያእቆብን+ ዝመሓለሎም ቃል ምእንቲ ኺፍጽምን እዩ የሆዋ ኣምላኽካ ኻብ ቅድሜኻ ዚሰጕጎም ዘሎ።
6 “ኣነ ኣምላኽ ኣቦኻ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን+ ኣምላኽ ይስሃቅን+ ኣምላኽ ያእቆብን+ እየ” ድማ በሎ። ሽዑ፡ ሙሴ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከይጥምት ስለ ዝፈርሀ፡ ገጹ ኸወለ።
5 ብጽድቅኻ ወይ ብቕንዕና ልብኻ ኣይኰንካን ንምድሮም ክትርስተያ እትኣትዋ ዘለኻ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ብሰንኪ እከይ እዞም ኣህዛብ እዚኦምን+ እቲ የሆዋ ንኣቦታትካ ኣብርሃምን+ ይስሃቅን+ ያእቆብን+ ዝመሓለሎም ቃል ምእንቲ ኺፍጽምን እዩ የሆዋ ኣምላኽካ ኻብ ቅድሜኻ ዚሰጕጎም ዘሎ።