-
ዘሁልቍ 8:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ንሌዋውያን ካብ መንጎ እስራኤላውያን ፍለዮም፣ ሌዋውያን ድማ ናተይ ኪዀኑ እዮም።+
-
-
2 ዜና መዋእል 30:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 እቶም ሌዋውያን ካህናት ከኣ ደው ኢሎም ነቲ ህዝቢ ባረኽዎ፣+ ኣምላኽ ድማ ድምጾም ሰምዐ፡ ጸሎቶም እውን ኣብታ ቕድስቲ ማሕደሩ፡ ኣብ ሰማያት በጽሐ።
-