-
ዘሁልቍ 18:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 እቲ ህዝቢ እስራኤል ንየሆዋ ዚህብዎ ዕሽር ንሌዋውያን ርስቲ ገይረ ሂበዮም ኣለኹ። ስለዚ እየ፡ ‘ኣብ ማእከል እስራኤላውያን ርስቲ ኣይረስተዩ’ ዝበልክዎም።”+
-
-
ዘዳግም 10:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ስለዚ እዩ ሌዊ ምስ ኣሕዋቱ ግደ ወይ ርስቲ ዘይተዋህቦ። ከምቲ የሆዋ ኣምላኽካ ንዕኡ ዝበሎ፡ የሆዋ ርስቱ እዩ።+
-