ዘፍጥረት 27:39, 40 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 ኣቦኡ ይስሃቅ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “እንሆ፡ ምቕማጥካ ኻብ ፍርያም ሓመድ ምድሪ ዝረሓቐ ኪኸውን፡ ካብ ኣውሊ ናይ ላዕሊ ሰማያት እውን ዝረሓቐ ኪኸውን እዩ።+ 40 ብሰይፍኻ ኽትነብር ኢኻ፣+ ንሓውካ ድማ ክትግዝኦ ኢኻ።+ ዕረፍቲ ምስ ሰኣንካ ግና፡ ኣርዑቱ ኻብ ክሳድካ ኽትሰብር ኢኻ።”+ ዘፍጥረት 36:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ስለዚ፡ ኤሳው ኣብ ኣኽራን ሰዒር ተቐመጠ።+ ኤሳው፡ ኤዶም እዩ።+ 9 ታሪኽ ኤሳው ኣቦ ኤዶማውያን ኣብ ኣኽራን ሰዒር እዚ እዩ።+
39 ኣቦኡ ይስሃቅ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “እንሆ፡ ምቕማጥካ ኻብ ፍርያም ሓመድ ምድሪ ዝረሓቐ ኪኸውን፡ ካብ ኣውሊ ናይ ላዕሊ ሰማያት እውን ዝረሓቐ ኪኸውን እዩ።+ 40 ብሰይፍኻ ኽትነብር ኢኻ፣+ ንሓውካ ድማ ክትግዝኦ ኢኻ።+ ዕረፍቲ ምስ ሰኣንካ ግና፡ ኣርዑቱ ኻብ ክሳድካ ኽትሰብር ኢኻ።”+