ዘጸኣት 15:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሽዑ፡ ሹማምንቲ* ኤዶም ኪሽበሩ እዮም፣ሓያላት ገዛእቲ* ሞኣብ ከኣ ራዕዲ ኺሕዞም እዩ።+ ኵሎም ነበርቲ ከነኣን ኪጃጅዉ እዮም።+ ዘጸኣት 23:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 “ቀቅድሜኻ ብዛዕባይ ፍርሂ ኽሰድድ፡+ ነቶም ዜጓንፉኻ ህዝቢ ኸኣ ከሸብሮም እየ፣ ኵሎም ጸላእትኻ ድማ ተሳዒሮም ካባኻ ኸም ዚሃድሙ ኽገብር እየ።*+