-
ዘዳግም 4:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
19 ኣዒንትኻ ናብ ሰማያት ኣልዒልካ ጸሓይን ወርሕን ከዋኽብትን፡ ኰታስ ኵሎም ሰራዊት ሰማያት ምስ ረኣኻ፡ ኣይትስሓት፡ ኣይትስገደሎም፡ ኣይተገልግሎም እውን።+ የሆዋ ኣምላኽካ ኣብ ትሕቲ ሰማያት ንዘለዉ ዅሎም ህዝብታት ዝሃቦም እዮም።
-