ዘፍጥረት 38:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኦናን ግና እቲ ዘርኢ ንዕኡ ኸም ዘይከውን ፈለጠ።+ ስለዚ፡ ናብ ሰበይቲ ሓዉ ኺኣቱ ኸሎ፡ ንሓዉ ዘርኢ ምእንቲ ኸይህብ ኢሉ፡ ዘርኡ ናብ ምድሪ ኸዓዎ።+ ሩት 4:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ስም እቲ ምዉት ካብ መንጎ ኣሕዋቱን ካብ ኣፍ ደገ ኸተማኡን ምእንቲ ኸይጠፍእ፡ ስም እቲ ምዉት ናብ ርስቱ ንምምላስ፡ ንሩት እታ ሞኣባዊት ሰበይቲ ማሕሎን እውን፡ ሰበይተይ ክትከውን እዕድጋ ኣለኹ።+ ሎሚ ንስኻትኩም መሰኻኽር ኢኹም” በሎም።+ ሩት 4:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እተን ጐረባብታ ኸኣ ስም ኣውጽኣሉ። “ንናእሚ ወዲ ተወሊዱላ” ድማ በላ። ዖቤድ ኢለን ከኣ ሰመያኦ።+ ንሱ ኣቦ እሴይ፡+ ኣቦ ዳዊት እዩ።
10 ስም እቲ ምዉት ካብ መንጎ ኣሕዋቱን ካብ ኣፍ ደገ ኸተማኡን ምእንቲ ኸይጠፍእ፡ ስም እቲ ምዉት ናብ ርስቱ ንምምላስ፡ ንሩት እታ ሞኣባዊት ሰበይቲ ማሕሎን እውን፡ ሰበይተይ ክትከውን እዕድጋ ኣለኹ።+ ሎሚ ንስኻትኩም መሰኻኽር ኢኹም” በሎም።+