ዘፍጥረት 38:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ዔር እቲ በዅሪ ይሁዳ ግና፡ ንየሆዋ ዜጕሂ ነበረ፣ ስለዚ፡ የሆዋ ቐተሎ። 8 ሽዑ፡ ይሁዳ ንኦናን፡ “ናብ ሰበይቲ ሓውካ እቶ እሞ ውረሳ፡ ንሓውካ ድማ ዘርኢ ኣተንስኣሉ” በሎ።+ ዘዳግም 25:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “ኣሕዋት ብሓደ እንተ ተቐሚጦም እሞ፡ ሓዲኦም ወዲ ዘይብሉ እንተ ሞይቱ፡ ሰበይቲ እቲ ምዉት ካብቲ ቤተ ሰብ ወጻኢ ኣይትመርዖ። ሓሙታ ናብኣ ኸይዱ ሰበይቱ ገይሩ ይውሰዳ፡ ይውረሳ እውን።+ 6 ስም እቲ ምዉት ሓዉ ኻብ እስራኤል ምእንቲ ኸይድምሰስ፡+ እቲ እትወልዶ በዅሪ፡ ስሙ ኬቐጽል እዩ።+
7 ዔር እቲ በዅሪ ይሁዳ ግና፡ ንየሆዋ ዜጕሂ ነበረ፣ ስለዚ፡ የሆዋ ቐተሎ። 8 ሽዑ፡ ይሁዳ ንኦናን፡ “ናብ ሰበይቲ ሓውካ እቶ እሞ ውረሳ፡ ንሓውካ ድማ ዘርኢ ኣተንስኣሉ” በሎ።+
5 “ኣሕዋት ብሓደ እንተ ተቐሚጦም እሞ፡ ሓዲኦም ወዲ ዘይብሉ እንተ ሞይቱ፡ ሰበይቲ እቲ ምዉት ካብቲ ቤተ ሰብ ወጻኢ ኣይትመርዖ። ሓሙታ ናብኣ ኸይዱ ሰበይቱ ገይሩ ይውሰዳ፡ ይውረሳ እውን።+ 6 ስም እቲ ምዉት ሓዉ ኻብ እስራኤል ምእንቲ ኸይድምሰስ፡+ እቲ እትወልዶ በዅሪ፡ ስሙ ኬቐጽል እዩ።+