ዘጸኣት 23:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ንየሆዋ ኣምላኽኩም ኣገልግሉ፣+ ንሱ ኸኣ እንጌራኻን ማይካን ኪባርኸልካ እዩ።+ ሕማም ከኣ ካብ መንጎኻ ኼርሕቕ እየ።+