ዘሌዋውያን 26:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ቀረብ* እንጌራኹም ምስ ኣጥፋእኩ፡+ ንእንጌራኹም ዓሰርተ ኣንስቲ ኣብ ሓንቲ እቶን ጥራይ ኪስንክታኦ፡ እንጌራኹም ከኣ ብሚዛን ተዓቂኑ ኺውሃበኩም እዩ፣+ በሊዕኩም ድማ ኣይክትጸግቡን ኢኹም።+
26 ቀረብ* እንጌራኹም ምስ ኣጥፋእኩ፡+ ንእንጌራኹም ዓሰርተ ኣንስቲ ኣብ ሓንቲ እቶን ጥራይ ኪስንክታኦ፡ እንጌራኹም ከኣ ብሚዛን ተዓቂኑ ኺውሃበኩም እዩ፣+ በሊዕኩም ድማ ኣይክትጸግቡን ኢኹም።+